አብ ብሄራዊ ክልል መንግሰቲ ትግራይ ቢሮ ማይን ኢነርጂን ክልል ትግራይ ካብ ዩኤንዲፒ ብዝረክቦ በጀት ንዝተፈለለዩ ወረዳታት ግልጋሎት ዝዉዕለ ኦፍሪዴቭ ሃንድ ፖምፕ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሕዳር 18, 2016 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ሕዳር 25, 2016 03:15 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:100000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:200.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ሕዳር 25, 2016 03:30 ጥዋት
  • ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ 2015 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎ ምስክር መቅረባይነትን ከቅርብ ዝክእል ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮነን ናይ ወርሒ ሐምለ 2015 ዓም ናይ ተወሳኪ አሰት ታክስ ሒሳብ ዝገበረሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

2 ንዝተዳለወ ዝርዝር ጨረታ እዚ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት 19/3/ 2016 ዓም ጀሚሩ ክሳብ 25/3/ 2016 ዓም ኣብ ዘሎ ግዚ ዘይምለስ 200 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ይከኣል

3 መከበሪ ጨረታ 100,000.00 ሐደ ሚእቲ ቅርሺ ብመልክዕ ስፒአ ወይ ከዓ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ዉሕስና ምስቲ ቴክኒካል ጨረታ አታሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል

4 ሳንዱቅ ጨረታ 25/3/ 2016 ዓም ዓም ሰዓት 3:15 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 3:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከቡ ይክፈት

5 ተጫረቲ ሐደ ዋና ቴክኒካልን ፋይናንሽል ሰነድ ነንበይኑ ዝተዓሸገ ሐደ ቅዳሕ ተክኒካል ክልተ ቅዳሕ ድማ ፋይናንሻል ነንበይኑ ብፖስታ ዝተዓሸገ ሰነድ ብምቅራብ እዚ ማለት እቲ ፖስታ ዋናን ቅዳሕን ተባሂሉ ብግልፂ ክፃሓፈሉ አለዎ

6 እቲ ቢሮ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

7 ኣድራሻ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ መቐለ ንተወሳኪ ሐበረታ 0951141837 0920326084  

8 ናይ ጨረታ መክፍተን መዕፀዉን ዕለት በዓል እንተዉዒሉ ኣብ ዝቅፅል ዘሎ ናይ ስራሕ መዓልቲ ይከዉን

መመለስ
የጨረታ ምድብ