ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓምት 2016 ዓም ዝክፈል ናይ ፅሕፈት መሳርሒን ፅሪየት መሳርሒን ዝዉዕል ንብረት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

1 በዚ ዘርፊ እዚ ናይ 2016 ዓም ተሐደሰ ስራሕ ፍቃድን ቲን መፍለይ ቁፅሪ ዘለዎ ኮፒ ከቅርብ ዝክእልን ከምኡ ድማ ዝተሐደሰ መቅረባይነት ኮፒ ከቅርቡ አለዎም

2 ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ናይ ሐደ ዋጋ ብምምልእን ናይ ተጫረቲ ንፁር ኣድራሻ ብምጥቃስ ማህተምን ፌርማን ብምግባር ኣብ ዋጋ ናይ ጨረታ መምልኢ ተመሊኡ ከቅርብ አለዎ

3 እዚ ጨረታ ካብ ዕለት 14/3/2016 ዓም ክሳብ 18/3/2016 ዓም ሰዓት 3:30 ፀኒሑ ሰዓት 4:00 ይክፈት

4 ሰዓሪ ዝኮነ ተወዳደሪ ሰዓ ኮይኑ ምስተነገሮ እቲ ንብረት ኣብ ዉሽጢ ሓፂር ማዓልቲ ንቤት ህንፀት መቀለ ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ምስ አረከበ ካብ ጠቅለላ ዋጋ ዝሰዓሮ ዝክፈሎ ገንዘብ ልዕሊ 10000 እንተኮይኑ ዊዝ ሆልድ ታክስ 2 ዝከፍል ምካኑ ክፍለጥ አለዎ

5 ካበዚ ንክዕደግ ዝተዳለወ በዝሒ ንብረት 20 ሚእታዊ ክዉስክ ወይ ክቅንስ ይክእል

6 መስራያ ቤትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረከቡ እቲ ጨረታ ብከፈል ይኵን ብሙለእ ናይ ምስረዝ መሰሉ ዝተሐለወ ከይኑ እዚ ጨረታ ክም ዉዕሊ ኮይኑ የገልግል

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብኣካል ወይ ብስልኪ ቁፅሪ 0942659419 / 0914120805

 ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ደ/ር ተወልደ ለገሰ ናይ መኪና ኣቅሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድገ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ ዝደልዩ ክትወዳደሩ ይዕድም

1 ኣብዚ ፕሮፎርማ ክሳተፉ ክወዳደሩ ዝደሊ ተወዳደሪ መቅረባይ

2 ንግበሪ ከፈልቲ ዝዉሃብ መለለይ ቁፅሪ ቲን ዘለዎ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

3 በቲ መቅረቢ ዋጋ ብዝተዓዓሸገ ፖስታ መሉኡ ካብ ዕለት 14/3/2016 ዓም ክሳብ 18/3/2016 ዓም ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ፕሮፎርማ አታዊ ክገብር ዝክእል

4 ፕሮፈርማ ዕለት 18/3 /2016 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ሰዓት 4:30 ይክፈት

5 ፕሮፍርማ እንትክፈት ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም እንተተረኪበም ይምረፅ

6 እቲ ኮሌጅ ዝሐሸ መማረፂ እንተረከቡ ነቲ ጨረታ ብሙለእ ይኩን ብክፋል እቲ ፕሮፎርማ ምስረዝ መሰሉ  ዝተሐለወ እዩ

ኣድራሻ ዕደጋ ቀዳም ከይበፃሕካ ኢፍ ካፌ ንምዕራብ ገፅ ተዓፂፊካ

0 344408755

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1049)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4463)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2987)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (741)
                                                              • መሸጣ (1184)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8593)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (268)
                                                                                    s