ቤት ፅሕፈት አጠቃቅማ ምምሕዳር መሬት ካዳሰተር ከይዲ ስራሕ አጠቃቅማን ምምሕዳር መሬት ከተማ ሸራሮ ብጨረታ ሊዝ ኣብ በጀት ዓመት 6 ግዜ ከጫረት ካብ ዝሓዞ ቀዳማይ ዙር ብምጭራት ናብ ተጠቀምቲ መሬት ከመሓላልፍ ስለ ዝደለየ ኣብዚ ጨረታ ንክትሳተፉ ይዕድም
  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሕዳር 14, 2016 ( ከ 10 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ ሕዳር 26, 2016 02:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: ሽራሮ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ ሕዳር 26, 2016 02:31 ጥዋት
  • መሬትን ሊዝን/
  • Print
  • Pdf
  • · ጨረታ ብሬድዩ ዝተጋወሐሉ ብድምፂ ወያነ 14/3/2016
  • ዝጫረቱ ቦታት ንትካላት አገልግሎት ዝዉዕሉ በዝሒ ቦታታት 2
  • · ንመንብሪ አገልግሎት ዝዉዕሉ በዝሒ ቦታትት 78 ብምካኑ 80 በዝሒ ቦታታት እዚ ጨረታ  ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዘለዉ 10 ተከታተልቲ ናይ ስራሕ መዓልቲ ኣብ ቤት ፅሕፈት ኣቀማምጣ ካዳሰተር ከይዲ ስራሕ ምምሕዳር አጠቃቅማን መሬት ሸራሮ እናመፃእኩም ሰነድ ጨረታ ክትዕድጉን ነዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ  ኣድላይ ዘበለ ሰነዳት ብምምላእ ኣብ ፖስታ ዓሺግኩም ብምእታዉ ክትጫረቱ ነፍልጥ
መመለስ
የጨረታ ምድብ