ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንን ሐወልቲ ክ/ከ/ ናይ ክፍለ ከተማና ዝርከብ ን2016 ዓም ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወደዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሕዳር 13, 2016 ( ከ 10 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ሕዳር 28, 2016 08:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:5000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:200.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ሕዳር 28, 2016 08:30 ከሰአት
  • ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
  • Print
  • Pdf

1 በቲ ዘፈር ዝተመዝገብኩምን ነጋዶ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ መቅረባይነትን

2 ተወዳደርቲ ንግዲ ፍቃድን ቲን ቁፅሪ ሰርትፊኬት ኮፒ ኦርጅናልን ቫት ዝተመዝገብኩምን ድክሊር ዝገበርኩምን ናይ 2016 ዓም ይከዉን

3 ናይ ወርሒ ሕዳር 2016 ዓም ቫት ዲክለር ዝገበርኩምሉ ኮፒ ከተሓሕዝ ዝክእልን ቫት ተመዝገብቲ

4 ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 13/3 /2016 ዓም ክሳብ 28/3/2016 ዓም ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 200 ብር ብምክፋል ኣብ ክፈለ ከተማ ሓወልቲ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ቢሮ ቁፅሪ 6 ምግዛእ ይከኣል

5 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 28/3/2016 ዓም ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ ሽዑ ንሽዑ 8:30 ዝከፈተሉ ይከዉን

6 ፅሕፈት መሳርሒ ኣቀሑትን ጨረታ መከበሪ 5000 ብስፒኦ ዝተረጋገፀ ቼክ ወይ ጥረ ገንዘብ ምትሓዝ ይከኣል እዩ

7 ስርዝ ድልዝ ክህልዎ የብሉን እንተሃልዎ ድማ ፊርማ ይገብረሉ

8 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ 90 መዓልቲታት ይከዉን

9 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሸሐ መማረፂ እንተረኪቦም ብሙለእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

መመለስ
የጨረታ ምድብ