ቢሮ ፋይናንስን ምትሕሕባር ሃፍትን ኣብ 2016 ዓም በጀት ዓመት ካብ መደባኛ በጀት ናይ መኪና ጎማን መለዋወጢ ኣቅሑት ንምግዛእ ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሕትም ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሕዳር 13, 2016 ( ከ 10 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ ሕዳር 26, 2016 04:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:10000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:100.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ ሕዳር 26, 2016 05:00 ጥዋት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/
  • Print
  • Pdf

1 በቲ ዘርፊ ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ኮፒን ከቅርብ ዝክእል

2 ናይ ግብሪ ካፋላይ መለለይ ቁፅሪ ቲን ሰርተፊኬት ኮፒን ከቅርብ ዝክእል

3 ተወሳኪ እሴት ታክስ /ቫት/ ዝተመዝገበ ቫት ምዝገባ ሰርትፊኬትን ናይ መሰከረም ወረቀትን ኦርጃናልን ሐደ ኮፒን ከቅርብ ዝክእል

4 በቲ ዘርፊ ናይ መቅረባይነት ዝተመዝገበ ምካኑን ናይ ዘምን ዝተሐደሰ ምስክር ወረቀትን ኦርጅናልን ኮፒን ከቅርብ ዝክእል

5 ኣብቲ ጨረታ ሰዓራይ ዝኮነ ተወዳዳሪይ ዝሰዓሮ ናይ መኪና ጎማ መለለዋወጢ ኣቅሑት ዉዕሊ ካብ ዝኣሰረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 7 ናይ ሰራሕ መዓልቲ ብናይ ባዕሉ መጎዓዓዝያ ናብ ቢሮ ስቶር ከፍሊ ዝተሐተተ እስፔስፊኬሽን መሰረት ከቅርብ ዝክእል

6 ናይ መወዳደሪ ደከሜንት ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ናይቲ ትካል ሽምን ኣድራሽን ማህተምን ፌርማን ዘለዎ ክክወን አይግባእ

7 ተጫራቲ ንዝተዳለወ ዝርዝር መምርሒ ጨረታን ሰነድ ጨረታ ዘይመለስ ብር 100 እናከፈልኩም ካብ ቢሮ ፋይንንስን ምትሕሕባር ሃፍትን ዳ/ዳሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምም/ር ቢሮ ቁፅሪ 2-19 ካብ ካሳብ 26/3/2016 ዓም ኣብ ዘሎ ግዚያት ኣብ ናይ ሰራሕ ሰዓት ብአካል ብምቅራብ ሰነድ ጨረታ ገዚኡ ክወዳደር ይክኣል

8 ተጨራቲ ናይ ጨረታ ዉሕስና መከበሪ ሰነድ ጨረታ ብር 10000 /ዓሰርተ ሽሕ ብር ጥራሕ/ ብሽም ቢሮ ፋይናንስ ምትሕሕባር ሃፍትን / Bureau of finance & Resource Coordination /ብስፒኦ ወይ ሰርትፊይድ ቼክ ወይድ ማ ብጥረ ገንዘብ ናብ ዝተዳለወ ናይ ቢሮና ጨረታ ሳንዱቅ ወይድማ ጨረታ ቅድሚ ምከፋቱ ከቅርብ ዝክእል

9 አቲ ጨረታ ዕለት 26/3/2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 4:30 ቅ/ሰዓት ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 5:00 ቅ/ሰዓት ኣብ ቢሮ ፋይናንስን ምትሕሕባርን ሃፍቲ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር ቢሮ ቁፅሪ 2-19 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉይከፈት

10 ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪ ብሙለእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስረዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

11 እቲ ጨረታ ምስተከፈተ ቢሮና ናይቲ ዝግዛእ ንበረት መጠን 20 % ክቅንስን / ክዉስ/ ይክእለ

12 ሰዓራይ እቲ ናይ መኪና ጎማን መለዋወጢ ኣቅሑት ድማ ብኤንስፔክተር / በዓል ሙያ መካኒክ / ተፈቲሹ ትክክለኛነቱ ምስተረገጋፀ ጥራሕ አታዊ ይከዉን

13 ንዝበለፀ ሐበሬታ ሞባይል ቁፅሪ 0914775963 / 0914136662 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

መመለስ
የጨረታ ምድብ