ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ን2016 በጀት ዓመት ዘድልዩ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑት ስፔር ፓርትስ ክዕድግ ስለዝደለየ ብዝስዕብ መለክዕታት እተማልኡ ሕጋዊያን ትካላት ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጥቅምቲ 28, 2016 ( ከ 11 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ሕዳር 18, 2016 03:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:10000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:100.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ሕዳር 18, 2016 03:30 ጥዋት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ 2015 ዓም ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ንግዲ ፈቃድ መቅረባይነት ቲን ቁፅሪ ናይ ቫት ምዝገባ ሰርተፊኬትን ናይ ወርሒ ነሐሰ ቫት ዲክሌሬሽን ዘቅርቡ

2 ዝተዳለወ ስፔስፊከሽን ካብ መደበኛ ጉ/ዕደጋ ካብ ጨረታ ዝወፀሉ ዕለት 27/02/2016 ዓም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 18/03/2016 ዓም ኣብ ዘሎ ግዘ ጨረታ ሰነድ ዘይምለሰ ብር 50 ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል

3 ናይ ጨረታ መክበሪ ስፒኦ 10000 ብር ከትሕዝ ዝክእል

4 እቲ ጨረታ ዕለት 18/03/2016 ዓም ሰዓት 3:00 ናይ ቅድሚ ሰዓት ተዓፀዩ በቲ ዕለት 18/03/2016 ዓም ሰዓት 3:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት

5 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ብክልተ ፖስታ ሐደ ኦርጅናል ሐደ ኮፒን ነኒ በይኑ ዝተዐሸገ ከቅርብ ዝክእል

6 ቢሮና ኣድላይ ኮይኑ እንተረኪብዎ ነዚ ጨረታ ብክፋል ወይ ብሙለእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

7 ዉዕሊ መከብሪ 10 ሚእታዊ ካብ ጠቅላላ ዋጋ ዝሰዓሮ ትሕዝ ዝክእል

8 ኣድራሻና አበ ጊዘያዊ ምምዳርር ክልል ትግራይ ቢሮ ማይን ኢነርጅን መደበኛ ጉ/ ዕደጋ ቢሮ ቁፅሪ 13 እዩ

9 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0984076797 ወይ 0914032454 ምድዋል ይከኣል

10 ናይ ጨረታ መክፈቲን መዕፀዉን ዕለት አብ በዓል እንተዊዒሉ አብ ዝቅፅል ዘሎ ናይ ስረሕ መዓልቲ ዝክፈት ይከዉን

11 አብ ዝቀረበ ደኩመንት ስርዝ ድልዝ ወይ ዘይንበብን ማህተም ዘይዓርፎ መረዳእተን ተቐባልነት የብሉን

መመለስ
የጨረታ ምድብ