ማእከል ምርምር ሕርሻ ሜካናይዜሽን ሕርሻ ኢነርጅን ገፀርን መቐለ ብናይ መደበኛ በጀት ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ሕድሕድ ምድብ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ አቑሕት ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ረቆሓታት ብምምላእ ተታሐሒዙ ዝቀረበ ዝርዝር መሰረት ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ማእከል ምርምር ሕርሻ ሜካናይዜሽን ሕርሻ ኢነርጅን ገፀርን መቐለ ቢሮ ቑፅሪ 01 ጨረታ ሰንድ ብምዕዳግ ትጫረቱ ከምትክእሉ ነፍልጥ::
  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጥቅምቲ 23, 2016 ( ከ 11 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ ሕዳር 3, 2016 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:3000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:30.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ ሕዳር 3, 2016 04:30 ጥዋት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/
  • Print
  • Pdf

ምድብ  1  ስፔር ፓርት (ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት)

01 ብተዛማዲ ስራሕ ዝትሃደሰ ንግዲ ፈቓድ ዘለዎ ኮፒ ከቕርብ ዝኽእልን አብ ናይ መቅረባይ ዝተመዝገበን ግብሪ ምኽፋሉ ምስክር ወረቀት ኮፒ ከቕርብ ዝክእል::

02 ናይ ጨረታ ዉሕስና መክብሪን ንንሕድሕዶም ብር 3000 /ሰለስተ ሽሕ/ ብ ማእከል ምርምር ሕርሻ ሜካናይዜሽን ሕርሻ ኢነርጅን ገፀርን መቐለ ሽም ስፒኦ ወይም ቢድ ቦንድን ብጥረ ገንዘብን ከትሕዙ ይግባእ::

03 ተጫረቲ ናይ ተወሳኪ እሴት ታክሲ ተመዝገብትን ናይ ነሐሰ መስከረም 2015 ዓ/ም ዲክለር ዝገበርኩም መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ከቕርቡ አለዎም::

04 እቲ ጨረታ ብክልተ ኢንቨሎፕ ተዓሺጉ ኸቅርብ ዘለዎ እንትኸዉን ዋንኡ ኦርጅናል ምስ ኮፒ ሰነድ ናይቲ ቴክኒክን ምስ ኮፒ ሰነድ ናይቲ ትካል በዓል ስለጣን ፊርማን ማሕተምን ክህልዎ ይግባእ ናይ ንግዲ ፈቃድ ቲን ዝተመዝገበሉ ቃለ መሓላ ናይ አቀራባይ ምዝገባ ወረቐት CPO ወዘተ ዘድሊ ሰነድ ብኦርጅናልን ዶክመንትን ከተሓሕዝ አለዎ

05 ሰነድ እቲ ጨረታ ኣብ ቢሮ ቑፅሪ 01 ዘይምለስ 30 ዕስራ ብር ከፊሎም ብምዉሳድ ኣብ ዝተዳለወ ሳፁን ምእታዉ ይከአሉ ከምኡ ዉን ተጫረቲ ብዘቅርብዎ ናይ መወዳደሪ ሓሳብ ሽሞም ፈርማን አድራሻን ክገልፁ አለዎም

06 ተጫረቲ አብ ጨረታ ሰነድ መብረሂ ወይም ምምሕያሽ ሕቶ እንተሃሊዎም ቅድሚ ካብ ዝተወሰነ ግዜ ገደብ ብስልኪ ቑፅሪ 0912691568 ክሓቱ ይክአሉ::

07 ጨረታ አብ አየር ዝፀንሐሉ ካብ ዕለት 23/ 02 /2016 ዓ/ም እስካብ 03/ 03 /2016 ዓ/ም ኮይኑ ዕለት 03/ 03 /2016 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ አብዚ ዕለት እዙይ ማለት እዉን ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይም ድማ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረከብሉ አብ ማእከል ምርምር ሕርሻ ሜካናይዜሽን ሕርሻ ኢነርጅን ገፀርን መቐለ ቢሮ ቑፅሪ 04 ይኸፈት ይኹን እምበር ተጫረቲ ጨረታ ኣብ ዝክፈተሉ ጊዜ እንተዘይተረኪቦም እቲ ጨረታ ካብ ምክፋት አይትኣጎጎልን::

08 ማእከል ምርምር ሕርሻ ሜካናይዜሽን ሕርሻ ኢነርጅን ገፀርን መቐለ ዝሐሸ አማራፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብምሉእ ይኹን ብከፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

መመለስ
የጨረታ ምድብ