ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ክልል ትግራይ ንብሮና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ስፔራትን ጎማን መኪናን ፅሕፈት መሳርሒን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

1 ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ

2 ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ መቅረባይነት ሰርተፊኬት

3 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ቲን ሰርተፊኬት

4 ናይ ቫት ሰርተፊኬት

5 ናይወርሒ ነሐሰ/መስከረም 2015/2016 ዓም ዴክሌር ዝገበርኩመሉ መረዳእታ ክተቅርቡ ትክእሉ

6 ጨረታ ሰዓርቲ እንተከይንኩም ዝሰዓርኩምዎ ንበረት ዉዕሊ ካብ ዝኣሰርኩምዎ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 12ተ ተከታተልቲ ካብ ሃይማኖታዊያን መንግስታዊ በዓላት ወፃኢ / መዓልቲ ብፀሬትን መጠንን ብናይ ባዕልኩም መጎዓዝያ ናብ ቢሮና ክተቅርቡ ትክእሉ

7 መወዳደሪ ደኩሜንት ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ብሽምን ኣድራሻን ዘለወ ናይቲ ትካል ማህተምን ፌርማን ክህልዎ ይግባእ

8 ተጫረቲ ዘይምለስ 100 እናከፈልኩም ሰነድ ጨረታ ካብ ቢሮ ቴክኒክን ሙያን ትምህርትን ስልጠናን ስራሕ ዕድለ ፈጠራን ክልል ትግራይ ከይዲ ስራሐ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረትን ምም/ር ኣብ ኮምፐለሌክስ ህንፃ 3ይ ደብሪ ቁፅሪ ቢሮ 333 ካብ 20/2/2016 ዓም ክሳብ 05/3/2016 ዓም ሰዓት 8:00 እናመፃከኩም ክትወስዱ ትክእሉ ምካንኩም

9 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ዉሕስና መክበሪ ሎት 1 ናይ መኪና ጎማን ስፔርን ብር 10000 : ሎት 2 ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብር 10000 ንክሊቲኦም ሎት ስፒኦ ብጥረ ገንዘብ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ወይ ካልእ ከተትሕዙ ትክእሉ

10 ኣብ ጨረታ ተወዳዲሮም ናይ ዘሸነፍዎ ልዕሊ 20000 እነተኮይኑ ቫት 7.5 ኣብ ቢሮ ተቆሪፁ ኣታዊ ይከዉን

11 እትህብዎ ዋጋ ጨረታ ካብ ዝተከፈተሉ ዕለት ጀሚሩ ን24 መዓልቲ ፀኒዑ ይፀንሕ

12 እቲ ጨረታ ዕለት 05/3/2016 ዓም ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 8:30 ኣብ ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ስራሕ ዕድል ፈጠራን ክልል ትግራይ ዳ/ዳ ከይዲ ስራሐ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረትን ምምሕዳርን ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

13 ተጫረቲ ሰብ ዋና ወይም ተወከልቶም እንተዘይተረኪቦም ምክፈት ክይዲ ጨረታን ኣይተኣጎጎልን ወይም ከይተከፈተ ዝምለስ ፖስታ የለን

14 ቢሮና ነቲ ጨረታ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ቡሙሉእ ኮነ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

15 ንብዝበለፀ ሐበሬታ ብኣካል ኣብ ኮንፕሌከስ ህንፃ ቢሮ ቁፅሪ 333 ወይድማ ብስልኪ ቁፅሪ 251344403447 ደዊልኩም ምሕታት ትክእሉ ኢኩም

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s