ብሩህ ተስፋ ናይ መስኖን ማይን ቴክኖሎጂ ሓ/ዝ/ዉ/ማ ዝተፋላለየ መጠን ዘለዎም ትቦታት ክሸጥ ስለዝደለየ ክትዕድጉ ትደልዩ ተወዳደርቲ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥቅምቲ 20, 2016 ( ከ 11 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሰንበት ሕዳር 9, 2016 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:2%
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰንበት ሕዳር 9, 2016 04:30 ጥዋት
  • ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/
  • Print
  • Pdf

1 ሕጋዊ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ናይ ጨረታ ሰነድ መዐደጊ ብር 50 ዘይምለስ ብምክፋል ሰነድ ዓዲግኩም ንክትሳተፉ ይዕድም

2 ተወዳደርቲ ሕጋዊ ዝኮነ ናይ 2015/2016 ዓም ዝተሐደሰ ናይ ንግዲ ፍቃድን ናይ ግብሪ ከፋላይ ሰርተፊኬት ቲን ከቅርቡ ዝክእል

3 ተጫረትቲ ንጨረታ መከበሪ /bid bond guarantee) ናይ ጠቅላላ ዋጋ ዘእተዉዎ ዋጋ 2% ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ወይድማ ቼክ ከትሕዝ አለዎ

4 ሰዓራይ ተጫረቲ ዉዕሊ እንትእሰር ናይ ኣፈፃፅማ ዉሕስና ( performance guarantee) ጠቅላላ ናይ ዝሰዓሮ 10% ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ወይድማ ቼክ ከትሕዝ አለዎ

5 ናይ ጨረታ ሰነድ መዐደጊ ብር 50 ዘይምለስ ብምክፋል ኣብ ናይ ሰራሕ ሰዓት ካብ ንጉሆ 2፡00 ክሳብ ድሐሪ ሰዓት 11፡00 ኣብ ዘሎ እዋን ካብ ዕለት 20/2/2016 ዓም ጀሚሩ ናብ ትካልና መምርሒ ፋይናንስ ብምምፃእ ምዕዳግ ይከኣል

6 ተጫረትቲ ዝወዳደርሉ ወጋ ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 20/2/2016 ዓም ከሳብ 09/03/2016 ዓም ንጉሆ ሰዓት 4፡00 ኣብ ናይ ሰራሕ ሰዓት ኣብ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ከተእትዉ ትክእሉ

7 ጨረታ ብዕለቱ 09/03/2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ልክዕ ሰዓት 4፡30 ተወዳደርቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

8 ትካልና እቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪታት 0914 729076 / 0914707067

መመለስ
የጨረታ ምድብ