ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስ ወረዳ ኣፅቢ ናይ ንኣብያተ ፅሕፈት ወረዳ ኣፅቢ ግልጋሎት ዝውዕላ ሞተር ሳይክላት ኣወዳዲሩ ክፅግን ስለ ዝደለየ ሕጋውያን ነጋዶ/ሰብ ሞያ ዝኮንኩም ክትወዳደሩ ንዕድም::
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 16, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 23, 2016 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000
  • ቦታ: ኣፅቢ ወንበርታ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥቅምቲ 23, 2016 11:30 ደ/ሰዓት
  • ፅገና ሞተርሳይክል
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ተጫረቲ ከማልእዎም ዝግባእ ነጥብታት

1. ናይ 2016ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ÷ ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ካርዲ ዘለኩም 

2. ተረቲ ኣብ መቅረብቲ ዝርዝር ዝተመዝገቡን መረዳእታ ዘቅርቡ ክኮኑ ኣለዎም

3. ቫት ምዝጉባት ዝኮኑን ናይ ወርሒነሓሰ 2016ዓ/ም ዲክለር ዝገበሩሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

4. ተጫረቲ ንመክበሪ ጭረታ 10,000 ብር ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ መክበሪ ጭረታ ከትሕዙ ዝክእሉ

5. ሰነድ ዝሽየጠላ ኣብ ወረዳ ኣፅቢ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ንብረት ምምሕዳርን ኮይኑ ናይ ሰነድመሽጢ ዋጋ ብር 50 ሓምሳ ብር/ጥራሕ ይከውን

6. ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐለ መዓልቲ 45 መዓልቲ ይከውን

7. ዝሰዓሩ ተጫረቲ ብናይ ባዕሎም ትራንስፖርት ናብ ወረዳ ኣፅቢ ቤት ፅሕፈት ልእ ምም/ር ፋይናንስን ቀሪቦም ክፅግኑ ዝክእሉ

8. ተወዳዳሪ ስዓራይ ዝከውን ብጠቅላላ ድምር ዘሸነፈ እዩ

9. ጭረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ እዋን ካብ ዕለት 16/02/20016 ክሳብ ዕለት 23/02/2016 ዓም ኮይኑ በቲ ዕለት ሰዓት 5፡00 ተዓሽጉ ልክዕ ሰዓት5፡30 ይክፈት 

10. ተጨረቲ ኣብ ዘቅርብዎ ደኩንት ይግባእ ሽሞም ፣ ኣድራሻኦም፣ ፊርመኦምን ማህተምን ክዕፍሉ

11. ተጫረቲ ኣብ ዘቅርብዎ ደኩመንት ስርዝድልዝ ዘይብሉ ክከውን ኣለዎ

12.ጭረታ ብዝተፈላለየ ምክንያት ወፃኢ ገይሩ ዘትሓዝዎ ትሕጃ ንከይሳተፉ ይገብር ከዛብዑ ዝፈተኑ ተጫረቲ እቲ ቤትፅሕፈት ካብ ጭረታ ናብ ናይ መንግስቲ ካዝና ኣታዊ ብምግባር ንቀፃሊ

13.ተጫረቲ ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ከመኡ አውን ዝተማለአ ደኩምንት ኣብ ዘቅርብሉ ይክፈት

14 ተጫረቲ ድሕሪ ጨረታ ሳጥን ምክፋቱ ኣይጫረትን ምባል ኣይፍቀድን ከምኡ ንዝበለ ዘትሓዞ ትሕጃ ኣይምለሰሉን

15.ተጫረቲ ዘቅርብዎ ደኩመንት ኦርጅናልን ፎተኮፕን ነኒበይኑ ዓሽጎም ኦርጅናልን ኮፕን ተባሂሉ ኣብዝባኑ ይፃሓፍ

16.ቤትፅሕፈትና ካልእ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s