ስለዙይ በቲ መስመር ሕጋዊ ንግድ ፍቓድ መስረሒ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም።
ዓይነት ኣቐሓ | መፍለዪ ቑፅሪ | መዐቀኒ | በዝሒ | ናይሓደ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ | መብርሂ | |
ሃርድ ቶፕ-23823 | |||||||
1 | ኦይል ፍልትሮ | 90915-30002 | ቑፅሪ | 01 | |||
2 | ፊውል ፍልትሮ | 23390-51070 | ቑፅሪ | 01 | |||
3 | ዳሽ ሪር ለወር | 90385-18021 | ቑፅሪ | 04 | |||
4 | ዳሽ ሪር ኣፐር | 90385-18022 | ቑፅሪ | 04 | |||
5 | ዳሽ ፎር ሪር ስፕሪንግ ፒን | 90380-14056 | ቑፅሪ | 02 | |||
6 | ዳሽ ፎር ሪር ስፕሪንግ ፒን ኢነር | 90389-22003 | ቑፅሪ | 02 | |||
ኮብራ/105/0127 | |||||||
1 | ኦይል ፍሊትሮ | 90915-30002 | ቑፅሪ | 01 | |||
2 | ፊውል ፍሊትሮ | 23390-64480 | ቑፅሪ | 01 | |||
3 | ኢለመንት ኪት | 04234-68010 | ቑፅሪ | 01 |
መተሓሳሰቢ
➢ ተወዳደርቲ ናይ 2015 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግድ ፍቓድ፣ ናይ መቅረባይነትን IIN Noን ከቅርቡ ዝኽእሉ::
➢ ሰነድ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 13/02/2016 ዓ/ም እስካብ ዕለት 15/02/2016 ዓ/ም ሰዓት 8፡15 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ሰዓት 8፡30 ይኸፈት::
➢ ዝቐርብ መረዳእታ ሕድሕድ ኮፒ ከቕርብ ይግብእ።
➢ ስርዝ ድልዝ ዘለዎ ሰነድ ጨረታ ዝተመሓየሸሉ ፊርማ እተዘይብሉ ተቐባልነት ዘይብሉ ምኻኑ ብጥብቒ ነተሓሳስብ።
➢ ዝተዳለዎ ሰነድ ብናትና መቕረቢ ዋጋ መልኡ ከቕርብ ይግባእ::
➢ እቲ ንብረት በቲ ዝተጠቀሰ ስፐሲፊክሽን መሰረት ክኸዉን ይግባእ::
➢ እቲ ዝቐርብ ንብረት ደረጅኡን ፅሬቱን ዝሓለወ 1ይ ደረጃ ክኸውን አለዎ::
➢ ሰዓር ትካል ኦርደር ምስበፅሖ እቲ ንብረት ኣውሽጢ 3 መዓልቲ ብናይባዕሉ መጓዓዝያ ኣታዊ ዝገብር።
➢ እቲ ቢሮ ዘቅመጦም ረቛሒታት ንዘይተማልኡ መቅረብቲ ትካላት ካብቲ ዉድድር ወፃኢ ይኸውን።
➢ ኣብዚ ፕረፎርማ ከይዲ ስራሕና ነቲ ፕረፎርማ ብምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰል ሕሉዉ ዩ::
➢ እዚ ፕሮፎርማ እዙይ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል::
መመለስ