ድርጅትና ማሕበር ደናግል ደቂ - ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ኣብ ትሕቲ ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን ሰበኻ ዓዲግራት ንዝተፈላለዩ ናይ ሕብረተሰብ ክፋላት ኣብ ትምህርቲ ፣ ጥዕና ፣ ኣብ ልምዓትን ካልኦት መሕበራዊ ፀገማት ኣገልግሎትን ሓገዝን እናበርከተ ዝርከብ ገባሪ ሰናይ ትካል ብዕለት 20/10/2023 GC ብቑፅሪ Do/Co/499/23 ዘውፀኦ ናይ ጨረታ ሰነድ ከም ዝስዕብ ከም ዝተናውሐ ብትሕትና ነፍልጥ፡፡
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥቅምቲ 13, 2016 ( ከ 12 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ጥቅምቲ 16, 2016 09:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:---
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:--
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ጥቅምቲ 16, 2016 09:30 ከሰአት
  • ኣቅርቦት ምግቢ /
  • Print
  • Pdf
ለውጢ ዝተገበረሎም ነጥብታት ኣብ ዝተቓለሐ ጨረታ ተነፂሩ ዝነበረ ግዘ ጨረታ ዝተናወሐሉ ግዘ
ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ግዘ ዝዕፀሉ ግዘ Oct 20, 2023 - Oct 25, 2023 G.C Oct 20, 2023 - Oct 27, 2023 GC
ጨረታ ዝዕፀሉ ግዘ Oct 25, 2023 GC ሰዓት 9:00 ድሕሪ ሰዓት ብኣቆፃፅራ ግእዝ
ድሕሪ ቀትሪ ብኣቆፃፅራ ግእዝ
Oct 27, 2023 GC ሰዓት 9:00 ድሕሪ ሰዓት ብኣቆፃፅራ ግእዝ
ድሕሪ ቀትሪ ብኣቆፃፅራ ግእዝ
ጨረታ ዝኽፈተሉ ግዘ Oct 25, 2023 GC ሰዓት 9:30 ድሕሪ ሰዓት ብኣቆፃፅራ ግእዝ
ድሕሪ ቀትሪ ብኣቆፃፅራ ግእዝ
Oct 27, 2023 GC ሰዓት 9፡30 ድሕሪ ቀትሪ ብኣቆፃፅራ ግእዝ

ምስ ሰላምታ

መመለስ
የጨረታ ምድብ