1. ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም፣
2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል፣
3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኸእል ይዕድም፤
ተ.ቑ | ዝርዝር ዓይነት ንብረት /ግልጋሎት / | ዝርዝር መግለፂ | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | |
ብር | ሳ | |||||
1 | Front axel shaft | 43430-ok021 | Pcs | 01 | ||
2 | Front axel bearing | 90080-37030 | Pcs | 01 | ||
3 | Cylinder assy cluch master | 31420-oko12 | Pcs | 01 | ||
4 | ታይሚንግ ቤልት | 13568-19195 | Pcs | 01 | ||
5 | ክሪክ ምስመዓሊኡ | 09111-600923 ton | Pcs | 01 | ||
6 | ባትሪ መኪና ሲልድ | 70Azl smf 108m901smf | Pcs | 01 |
እንክተሎም መምርሒ:
4. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 09/02/2016 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 13/02/2016 ዓ/ም 11፡00 ተዓፅዩ ዕለት 14/02/2016 ሰዓትሰዓት 3፡00 ይኸፈት::
5. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 42 ዕደጋ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኸእሉ::
6. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኽቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ ሓፂር ማዓልቲ ከቅርብ ዝክእል
7. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ::
8. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታምልኽታ ከም ዉዕሊ የገልግል::
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0344-40-47-15 ምሕታት
መመለስ