ኣብ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ኮዋሽ ፕሮጀክት ዝዉዕል ኢሌክትሮኒክስን ፈርኒቸርን ኣቅሑት አወዳዲሩ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዊን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ መስከረም 29, 2016 ( ከ 12 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ ጥቅምቲ 19, 2016 03:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:100.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: ንኤሌክትሮኒክስ 100,000.00 ቅርሺ ንኣቅሑት ፈርኒቸር 15,000.00 ቅርሺ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ ጥቅምቲ 19, 2016 03:30 ጥዋት
  • ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/
  • Print
  • Pdf

ኣብ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ኮዋሽ ፕሮጀክት ዝዉዕል ኢሌክትሮኒክስን ፈርኒቸርን ኣቅሑት አወዳዲሩ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዊን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም

1 ናይ 2015 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ዝተሐደሰ ሰርተፊከት መቅረባይነትን መለለ ከፈልቲ ግብሪ ማለት እዉን ቲን ናምበርን ናይ ተወሳኬ እሴት ታክስ ምዝገባ ወረቅት ምስክር ናይ 2015 ዓም ናይ ወርሒ ሐምለ እሴት ታክስ ዲክለረሸን ዘቅርብ

2 ዝተሐደሰ ዝርዝር መረዳእታ ማለት እዉን እስፔስፊኬሽን ካብ መደባኛ ጉጅለ ዕደጋ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ 28/1/2016 ዓም ክሳብ 19/2/2016 ዓም ኣብ ዘሉ ግዚ ንነብሰወከፍ ጨረታ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሰድ ይከኣል

3 መከበሪ ጨረታ ንኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ 100,000.00 ቅርሺ ንኣቅሑት ፈርኒቸር 15,000.00 ቅርሺ ብስፒኦ ሒዛም ክቀርቡ አለዎም

4 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 19 ጥቅምቲ 2016 ዓም ሰዓት 3:00 ናይ ንጉሆ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3:30 ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዘለዉዎ ይክፈት

5 ኣብቲ ሰነድ ጨረታ ፊረማን ክፒ ማሕተምን ክዓርፎ አለዎ

6 ዝቀረበ መረዳእታ ዝሃሰሰ ወይ ስርዝ ድልዝ እንተኮይኑ ተቀባልነት የብሉን

7 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ብክልተ ፖስታ ነኒበይኑ ሐደ ዋናን ሐደ ቅዳሕ ዝተዓሸገ ፖስታ ከቅርቡ አለዎም

8 ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

9 ኣድራሻና ቢሮ ማይን ኢነርጅን መደበኛ ጉጅለ ዕደጋ ቁፅሪ ቢሮ 13

10 ናይ ጨረታ መክፈትን መዕፀዉን በዓል እንተዉዒሉ ኣብ ዝቅፅል ናይ ስራሕ መዓልቲ ይከዉን

ንተወሳኪ ሐበረታ ብቁፅሪ ስልኪ 0914704663 ወይ 0918712082 ወይድማ 0914138905 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

መመለስ
የጨረታ ምድብ