ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ፍረ-ስዉኣት ስራሕቲ ንግዲ ሓ/ዝ/ዉ / ማሕበር ኣብ መቐለ ዋና ቤት ፅሕፈት ዝርከብ ንመሸጣ እናተጠቐመለን ዝፀንሐ ናይ መሸጢ ካሽ ማሽን ሬጅስተር ክሰርሓ ስለዘይኻኣላ ንካሊእ ረብሓ ንዝጥቀመለን ኣካል ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥቅምቲ 24, 2013 (ከ 3 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ ጥቅምቲ 25, 2013 05:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:2000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ጥቅምቲ 26, 2013 03:00 ጥዋት
  • ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/
  • Print
  • Pdf

1 ኣብ 2011ዓ/ም ኣብ እዋኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ

2 ግብሪ ናይ 2011ዓ/ም ኣብ እዋኑ ዝኸፈለ

3 መኸበሪ ጨረታ ብር 2000 ኣብዝተፈጠ ባንኪ ብስፒኦ ዘትሕዝ

4 ንግዲ ፍቃድን ንግዲ ምዝገባ ከምኡ እዉን ቫት ሰርተፊኬት እንተሃልይዎ ምስ ዝርዝር ዋጋ ሰነድ ብዝተዓሸገ ፖስታ ናብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቅ ከእትዉ ኣለዎ

5 ካብ ዕለት 20//2013ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 25/02/2013ዓ/ም ዘይምለስ 50 ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል

6 ጨረታ ብዕለት 25/02/2013ዓ/ ልክዕ ሰዓት 5፡30 ተዓፅዩ ብዕለት 26/02/2013 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ልክዕ ሰዓት 3፡00 ይክፈት

7 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 09 38 70 12 22

መመለስ
የጨረታ ምድብ