ኮሚሽን መረፃ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ክልተ ከብራ መኪና ንቤት ፅሕፈትና ሰርቪስ ዝኮነት ዝገልፅ ብፕፎርማ አወዳዲሩ ክራይ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ጥቅምቲ 23, 2013 (ከ 3 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ ጥቅምቲ 25, 2013 08:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ ጥቅምቲ 25, 2013 09:30 ከሰአት
  • መኪና ክራይ/
  • Print
  • Pdf

1 ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ክተቅርቡ ትክእሉን ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈሉምን

2 ሊብሬን ማንጃ ፍቃድ ዘለዉ ከምእዉን ናይ ዋንነት መረዳእታ ዘለዎ

3 ፖስታ ዝዕፀወሉ ዕለት 25/2/2013 ዓም ድሕሪ ሰዓት 830

4 ፖስታ ዝክፈተሉ ዕለት 25/2/2013 ድሕሪ ሰዓት 930

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0342407344

መመለስ
የጨረታ ምድብ