- ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ናይ ዚ ዘመን ግብሪ ዝከፈልኩም ወይ ድማ ዘሐደስኩም ዋንኡ ምስ ሓደ ኮፒ ከቅረብ ዝክእል
- እቲ ጨረታ ናይ በዓል ዋና ሕጋዊ ማህተመ ፊርማን ክህልዎ አለዎ
- ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ቫት ኮይኖም ናይ ወርሒ ታሕሳስ ኣታዊ ዝገበሩሉ ዋንኡ ምስ ሓደ ኮፒ ከቅርብ ዝክእል
- ናይ መቅረባይነት መለለይ ካርድ ዘለኩመን ዘሐደስኩምን
- ናይግብሪ ከፋላይ መለለዩ ካርድ ዘለኩም
- ንሓደ ዶክመንት ዘይምለስ 100 ብር ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስንÂ ከተማ ዓ/ዓዲÂ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ክፍሊ 9 ብምግዛአ ክጫረቱ ይክእሉ
- እዚ ጨረታ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ኦርጅናልን ኮፒን ነንበይኑ ኣታሒዙ ምልክታ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 22 /06 /2008 ዓም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 07 /07/ 2008 ዓም ሰዓት 4፡00 ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ከእትዉ አለዎም
- ሳንዱቅ ጨረታ ዝዕሸገሉ 07 /07/ 2008 ሰዓት 4፡00 ናይ ንጉሆ ኮይኑ ሳንዱቅ ጨረታ ዝክፈተሉ ቦታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓ /ዓዲ
- እቲ ጨረታ ዝክፈተሉ ቦታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓ/ዓዲ
- እቲ ጨረታ ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላት ይክፈት በቲÂ ዝተብሃለ ቦታን እዋንን እንድሕር ዘይተረከቡ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዘይለዉሉ ዝክፈት ይከዉን
- ንጨረታ መክበሪ ብር 5000 ብ ሲፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል
- ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኩቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታÂ 0344460058 /0344460173 ብምድዋል ይሕተቱ
አድራሻ ፊት ለፊት ንግዲ ባንክ ኢትዮዽያ
መመለስ