ኣብ ዋና መዛጋጃ ከተማ መቐለ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዉ ናይ ከይዲ ስራሕ ቤ/ፅ/ኣ/ም/ም/ ትሕዝቶ መሬትን ካደስተርን ዝኮነ ናይ መኪና ግልጋሎት ክራይ ፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክግልገል ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ጥቅምቲ 23, 2013 (ከ 3 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ጥቅምቲ 26, 2013 03:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ጥቅምቲ 26, 2013 03:30 ጥዋት
  • መኪና ክራይ/
  • Print
  • Pdf

1 ተወደደርቲ ዝተሐደሰ ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ መቅረባይነትን ሰርትኬት ከምኡ እዉን ቲን ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ምስቲ ፕሮፎርማ ብፖስታ ተዓሺጉ ከቅርብ አለዎም

2 ናይ ሊብሬ መኪና ብፎቶ ኮፒ ዘቅርብ

2 ተወዳደርቲ መሊኦም ኣብ ዘቅርብዎ ፕሮፎርማ ፊርማን ክቢ ማሕተምን ከዕርፍሉ አለዎም

3 ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 23/2/2013 ዓም ክሳብ ዕለት 26/2/2013 ዓም ሰዓት 300 ኣብ ዘሎ ግዘ ምቅርብ ይከኣል

4 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 26/2/2013 ዓም ሰዓት 300 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 330 ቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ ፋይናንስ ይክፈት

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0342417787

መመለስ
የጨረታ ምድብ