ኣብ ዋና መዛጋጃ ከተማ መቐለ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዉ ናይ ቤት ፅሕፈትና መሰረት ልምዓትን ካዳስተርን ዝኮነ ሞዴል መኪና 3L ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ጥቅምቲ 23, 2013 (ከ 3 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ጥቅምቲ 26, 2013 09:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ታሕሳስ 27, 2013 09:30 ከሰአት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/
  • Print
  • Pdf

ተቁ

ዓይነት ንብረት

ዝርዝር መግለፂ

መዓቀኒ

በዝሒ

ሞዴል መኪና

1

ባትሪ

pcs

01

Toyota Model 3L

2

Fuel filter

ብሳምፕል/ሞዴል

pcs

02

Toyota Model 3L

3

Oil filter

ብሳምፕል/ሞዴል

pcs

02

Toyota Model 3L

1 ተወደደርቲ ዝተሐደሰ ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ መቅረባይነትን ሰርትኬት ከምኡ እዉን ቲን ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ምስቲ ፕሮፎርማ ብፖስታ ተዓሺጉ ከቅርብ አለዎም

2 ተወዳደርቲ መሊኦም ኣብ ዘቅርብዎ ፕሮፎርማ ፊርማን ክቢ ማሕተምን ከዕርፍሉ አለዎም

3 ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 23/2/2013 ዓም ክሳብ ዕለት 26/2/2013 ዓም ሰዓት 300 ኣብ ዘሎ ግዘ ምቅርብ ይከኣል

4 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 26/2/2013 ዓም ሰዓት 300 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 330 ቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ ፋይናንስ ይክፈት

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0342417787

መመለስ
የጨረታ ምድብ