ግልጋሎት ደም ባንኪ መቐለ ናይ ሃርድ ቶፕ መኪና መለዋወጢ አቅሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ጥቅምቲ 23, 2013 (ከ 3 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ ጥቅምቲ 25, 2013 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ ጥቅምቲ 25, 2013 04:30 ጥዋት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ቁፅሪ ዝተሐደሰ መቅረባይነት ምስ ፕሮፎርማ ሰነድ ብፖስታ ዓሺጎም ከቅርቡ አለዎም

2 እዚ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዕለት 23/2/2013 ዓም  ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 25/02/2013 ዓም ቅድሚ ሰዓት 400 ምቅራብ ትክእሉ እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 25/2/2013 ዓም 430 ቅድሚ ሰዓት ይክፈት

3 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0342409922

መመለስ
የጨረታ ምድብ