ለምለም ካርል ሆስፒታል ማይጨዉ ግልጋሎት ዝዉዕል መካይን ናይ ኢድ ዋጋ ብጨረታ መሰረት አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ጥቅምቲ 23, 2013 (ከ 3 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ሕዳር 4, 2013 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:5000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:30.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ሕዳር 4, 2013 04:30 ጥዋት
  • ፅገና ተሽከርካሪ/
  • Print
  • Pdf

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድን ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈለን

2 ቲን መፍለይ ቁፅሪ ዘለዎን

3 ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም

4 ጨረታ መኸበሪ 5000 ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእልን

5 ጨረታ ሰነድ 30 ብር ብምክፋል ካብ መቐለ ጥዕና ቢሮ ትወስዱ እትክእሉ ምካንኩም ንገልፅ

6 2 ሚኢታዊ ዊዝ ሆልዲንግ ክከፍል ዝክእሉ

7 ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ እዋን ዕለት ካብ 20/02/2013ዓ/ም ስካብ 4/03/2013ዓ/ም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ ሰዓት ይከዉን

8 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 4/03/2013ዓ/ም ሰዓት 4፡00 እንትከዉን ጨረታ ዝክፈተሉ ድማ 4/03/2013ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ኣብ  ለምልም ካርል ሆስፒታል ዕ/ፋ/ን/ምም/ር  ይኸዉን

9ጨረታ እንትክፈት ባዕሎ ወይም ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

10 ጨረታ ሰዓራይ ካብ ዝተነገሮ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል

11 እቲ ስርዝ ድልዝ እንተየሃልይዎ ተቀባልነት ኣይህልዎን

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 47 56 74

መመለስ
የጨረታ ምድብ