ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ንምግብና ተምሃሮ ዝዉል ዝተፈላለዩ ጥር ምር መቅርብቲ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ጥቅምቲ 23, 2013 (ከ 3 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ጥቅምቲ 26, 2013 10:01 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ጥቅምቲ 26, 2013 10:02 ጥዋት
  • ኣቅርቦት ምግቢ /
  • Print
  • Pdf

1 ናይ 2012 ዓም ንግዲ ፍቃድ ዝተሐደሰ ከቅርብ ዝክእል

2 መለለይ ቁፅሪ ንግዲ ፍቃድ ምስ ፎቶ ኮፒ ንግዲ ፍቃድ ከትሕዝ ዝክእል

3 እዚ ሰነድ ፕሮፎርማ  እዚ ዝፀወሉ ዕለት 20/2/2013 ዓም ኮይኑ ዝክፈተሉ ዕለት ድማ 26/2/2013 ዓም ሰዓት 400 ይከዉን

 ንዝበለፀ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 034 559 98 47 ብምድዋል ምሕታት ይከኣል

መመለስ
የጨረታ ምድብ