ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳሓርቲ ሳምረ ንግልጋሎት ኣብያተ ፅሕፈት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ የካቲት 25, 2008 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ መጋቢት 9, 2008 06:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:3000.00
  • ቦታ: ሳሓርቲ ሳምረ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:100.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ መጋቢት 9, 2008 06:00 ከሰአት
  • ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
  • Print
  • Pdf

ስለዚ ክትጫረቱ እትደልዩ ተወዳደርቲ ካብዚ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ረቀሕታት ክተማልኡ አለኩም

  1. ናይ 2008 ዓም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም
  2. ቲን ነምበር ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ወረቀት መስክር ዘለኩም
  3. ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮንኩምን ናይ እዋኑ ዲክለር ዝገበርኩምሉ መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ
  4. ሰነድ ጨረታ ካብ 24 ለካቲት 2008 ዓም ክሳብ 9 መጋቢት 2008 ዓም ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ካብÂ Â ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳሓርቲ ሳምረ ክፍሊ ግልጋሎት ዕዳጋÂ እናመፀፃእኩም ክትወስዱ ትክእሉ
  5. ሰነድ ጨረታ ዋናን ቅዳሕን ብፖስታÂ ዓሺግኩም ክሳብ 9 መጋቢት 2008 ዓም ናብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳሓርቲ ሳምረ ዝተዳለወ ሳነዱቅ ጨረታ ምእታዉ ትክእሉ
  6. እቲ ጨረታ 9 መጋቢት 2008 ዓም ሰዓት 8 ፡30 ድሕሪ ቀትሪ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 8 ፡45 ድሕሪ ቀትሪ ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት ከምኡዉን ዝተማለአ ሰነድ እነተቅሪቡ ይክፈት
  7. መክበሪ ጨረታ 3000 ቅርሺ ብጥረገንዘብ ወይድማ ብ ሲፒኦ ጥራሕ ክተትሕዙ እትክእሉ
  8. ዝኮኑ ይኩን ተጫራታይ መምርሒ ጨረታ ኣካል ዉዕሊ ምካኑ ፈሊጡ ክቀርብ ኣለዎ
  9. እቲ ቤት ፅሕፈትÂ ዝሓሸ ኣመራፂÂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታÂ ብቁፅሪ ስልኪ 0345540333 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

መመለስ
የጨረታ ምድብ