ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ወልቃይት ን ሰራሕተኛታቱ ሰርቪስ ማለት እዉን ኣጎልግሎት እትህብ መኪና ብኩንትራት በዝሒ ወንበር 24ተን ልዕሊኡን አወዳዲሩ ክካረ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጥቅምቲ 18, 2013 (ከ 3 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ ሕዳር 7, 2013 03:45 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:3000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:100.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ ሕዳር 7, 2013 04:00 ጥዋት
  • መኪና ክራይ/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ 2013ዓ/ም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲን፣ ናይ መቅረባይነት ወረቀት ምስክር ዋናን ቅዳሕን

2 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪን ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብሉ መረዳእታ ዋናን ቅዳሕን፤

3 ሰነድ ጨረታ ኩሉግዜ ኣብ ዘሎ ስራሕ ሰዓት ዘይምለስ 100.00 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ወልቃይትን ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ከ/ ስ/ ዕ/ ፋ/ ምም/ ር ንብረትን ምውሳድ ትክእሉ ፤

4 ጨረታ ተከፊቱ ሰዓራይ ምስተገለፀ ናይ ዝሰዓሮ 10 ሚኢታዊ ኣትሒዙ ውዕሊ ክኣስር ዝክእል፤

5 መኸበሪ ጨረታ 3000 ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ቼክ ወይ ብስፒኦ ዘትሕዝ

6 እቲ ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ግዜ ካብ 17/02/2013ዓ/ም ክሳብ 07/03/2013ዓ/ም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ መዓልቲ ኮይኑ ተጫረቲ ሓደ ወናን ሙሉእ ጨረታ ሰነድን ሓደ ቅዳሕ በበይኖም ብፖስታ ዓሺጎም ከቅርቡ ኣለዎም

7እቲ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 07/03/2013ዓ/ም ሰዓት 3፡45 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡00 ኣብ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ወልቃይት ይክፈት

8 እቲ ኮሌጅ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 30 02 01 /09 14 25 17 95

መመለስ
የጨረታ ምድብ