ዉቕሮ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ኣብ ሆስፒታልና ዝርከባ ተሽከርከርቲ መኪና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና መቀያየሪ ኣቅሑት ስፔር ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ጥቅምቲ 14, 2013 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ ጥቅምቲ 16, 2013 04:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ ጥቅምቲ 16, 2013 04:32 ጥዋት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/
  • Print
  • Pdf

1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበር መቅረባይነትን

2 እዚ ሰነድ ፕሮፎርማ ካብ ሎሚ ዕለት 12/02/2013ዓ/ም እስካብ 16/02/2013ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ቅድሚ ሰዓት ተመሊኢ ዝቀርቡ ኮይኑ ዝክፈተሉ ዕለት 16/02/20132ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ይኸዉን

3 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 43 00 57

መመለስ
የጨረታ ምድብ