ቤት ፅሕፈት ልምዓትን እቶትን ፋይናንስን ምምሕዳርን ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ ቤት ፅ/ት ኣዴታትን ህፃናትን ወረዳ እንደርታ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ያማሃ ሞተር ሳይክል ኣቕሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጥቅምቲ 12, 2013 (ከ 3 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ጥቅምቲ 17, 2013 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ጥቅምቲ 17, 2013 04:30 ጥዋት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/
  • Print
  • Pdf

1 ተወዳደርቲ በቲ ዘርፊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ቲን ናምበር

2 እዚ ፕሮፎርማ እዙይ ካብ ዕለት 11/02/2013ዓ/ም እስካብ 17/02/2013ዓ/ም ምዉሳድ ይካኣል

3 እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 17/02/2013ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ቅ/ቀትሪ ተዓፅዩ ሰዓት 4፡30 ቅ/ሰዓት ይክፈት

4 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 04 03

መመለስ
የጨረታ ምድብ