ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ክልል ትግራይ ጎማ መኪና ብፕሮፎርማ አወዳዲርካ ክንገዝእ ንደሊስለዚ አብዚ ፕሮፎርማ ክትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ረቋሒ ክተማልኡ ይግባእ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጥቅምቲ 12, 2013 (ከ 3 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ ጥቅምቲ 16, 2013 03:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ ጥቅምቲ 16, 2013 03:32 ጥዋት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ 2012/13ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም

2 ናይ ግብሪ ከፋላይነት ቲን ከምኡዉን

3 ዝተሓደሰ መቅረባይነት ናይ 2012/13ዓ/ም ዘለኩምን ኮፒ ዘቅርቡ

4ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 11/02/ 2013 ዓም ክሳብ 13/02/2013 ዓም ሰዓት 11: 30 ወሲድኩም ክተቅርቡ ትክእሉ

5 ፕሮፎርማ ዕለት 16/ 02/ 2013ዓም ሰዓት 3:30 ይክፈት

6 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ኮነ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344403447

መመለስ
የጨረታ ምድብ