ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘረ ናይ መኪና ስፔር ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ዓመታዊ ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ጥቅምቲ 7, 2013 (ከ 3 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ጥቅምቲ 10, 2013 08:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ጥቅምቲ 10, 2013 09:00 ከሰአት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም

2 ሕጋዊ ንገዲ ፍቃድ በቲ ዘርፊ ዘለዎ

3 ናይ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ቲን ዘለኩም

4 ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቀት ክቕርብ ዝክእል

5 ምስ መወዳደሪ ዶክመንትኩምን ብምትሕሓዝ ክትወዳደሩ ትኽእሉ ምኻንኩም እናገለፅና መወዳደሪኩም ሽም ፣ ኣድራሻ ፣ ናይ ትካልኩም ማህተም ብምግባር ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 06/02/2013ዓ/ም ክሳብ 10/06/2013ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ክተቕርቡ ትክእሉ

6 እቲ ፕሮፎርማ ብዕለት 10/02/2013ዓ/ም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ ሰዓት 9፡00 ይኽፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 65 70

መመለስ
የጨረታ ምድብ