ንበዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፕሪንተር ቀለም ክንገዝእ ስለዝደለየ ብዝሓተትናዮ መሰረት ኣብ ታሕቲ ቀሪቡ ዘሎ ዋግኡ ፕሮፎርማ ጠቂስኩም ክትወዳደሩ ንዕድም ::
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጥቅምቲ 5, 2013 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ጥቅምቲ 6, 2013 05:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ጥቅምቲ 6, 2013 05:02 ጥዋት
  • ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
  • Print
  • Pdf

1 ተወዳደርቲ ፕሮፎርማ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 04/05/2013ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 06/02/2013 ዓ/ም ኣብ ዘሎ ግዜ ክሳብ ሰዓት 5፡00 ይኸዉን

2 ተወዳደርቲ ናይ ንግዲ ፈቃድ ቲን ሰርተፊኬት ናይ መቕረባይን ሰርተፊኬት ከተቕርቡ ንሕብር

ኣድራሻና ዓዲ ሓቂ ናይ ማሕበር ጉድኣት ኩናት ህንፃ 3ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 5 ጥቃ ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 18 75

መመለስ
የጨረታ ምድብ