ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዉ ናይ መኪና ሰርቪስ ፅገና ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ግልጋሎት ክፅግን ይደሊ ስለዚ በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጥቅምቲ 5, 2013 (ከ 3 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ ጥቅምቲ 9, 2013 03:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ ጥቅምቲ 9, 2013 03:10 ጥዋት
  • ፅገና ተሽከርካሪ/
  • Print
  • Pdf

1 ተወዳደርቲ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ ቲን፣ መቅረባይ ሰርተፊኬት ፣ ምስቲ ፕሮፎርማ ብፖስታ ተዓሽጉ ከቅርቡ አለዎም እቲ ዝቀርብ ዶክመንት ዝረአ ክከዉን አለዎ ዘይረአ እንተኮይኑ ናብ ዉድድር ኣይቀርብን

2 ተወዳደርቲ መሊኦም ኣብ ዘቅርበዎ ፕሮፎርማ ፌርማን ክቢ ማሕተምን ክዕርፍ አለዎም

3 ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 04/02/2013ዓ/ም ክሳብ ዕለት 09/02/2013ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ኣን ዘሎ ግዜ ምቅራብ ይኽእሉ

4 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 09/02/2013ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት 3፡10 ኣብ ነባር ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 36 56

መመለስ
የጨረታ ምድብ