ወረዳ ራ/ዓዘቦ ማረት መተሓባበሪ ቤት ፅሕፈት ኣብ ዝተፈላለያ መንግስታዊ ኣብያተ ዕዩ ወረዳ ራ/ዓዘቦ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒታት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ክትጫረቱ እትደልየዩ ተጫረቲ በዞም ቐፂሎም ዘለዉ ረቋሒታት ክትወዳደሩ ንዕድም
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ የካቲት 22, 2008 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ መጋቢት 6, 2008 06:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • ቦታ: ራያ ዓዘቦ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:100.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ መጋቢት 6, 2008 06:00 ከሰአት
  • ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ 2008 ዓ/ም ዝተሐደሰ ፍቓድ ንግዲ ዘለዎን ዘይምለስ ብር 100.00 (ሚኢቲ ቅርሺ) ከፊሎም ካብ ከተማ መኾኒ አብ ደደቢት ማይክሮፋናንስ ህንፃ 5ይ ደብሪ ዝርከብ ቤት ፅሕፈት ማረት መተሓባበሪ ወረዳ ራ/ዓዘቦ ናይ ጨረታ ዶክመንት ክወስዱ ይክእሉ

2 ተጫረቲ ካብ ዘቕርብዎ ጠቕላላ ዋጋ 2% /ክልተ ሚታዊ/ ናይ ጨረታ ዉሕስና መኽበሪ /ቢድ ቦንድ/ሕጋዉነቱ ብዝተረጋገፀ ሲፒኦ ወይ ኢንሹራንስ ቦንድ ጥራሕ ከትሕዙ አለዎም ጥረ ገንዝብ ምትሓዝ አይፍቀድን

3 ተጫረቲ ቫት ዝትመዝገብሉ ናይ ቫት ሰርተፊኬት ፎቶ ኮፒን ኦርጅናልን ሒዞም ክቕርቡ አለዎም ተጫረቲ ዝግበኦም ግብሪ መንግስቲ ብእዋኑ ዝኽፈሉ ምኻኖም መረዳእታ ኣታሓሒዞም ከቕርቡ አለዎም ብተወሳኪ ናይ ግብሪ መለለይ ቁፅሪ /TIN/ ከቕርብ አለዎም

4 ተጫረቲ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 06/7/2008 ዓም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ዝጫረትሉ ሰነድ ብሸምዒ ዝተዓሸገ ፖስታ አብ ቤት ፅሕፈትና ኩሉ ጊዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ከቕርቡ ይኽእሉ

5 እቲ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 06/7/2008 ሰዓት 4:30 ቅድሚ ሰዓት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም አብ ዝተረከብሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ማረት መተሐባበሪ ከተማ መኾኒ ይክፈት

6 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ አማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

Â

መመለስ
የጨረታ ምድብ