ኣልመዳ ፋብሪካ ዓለባ ሓ/ዝተ/ዉ/ማ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጥቅምቲ 4, 2013 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ ሕዳር 2, 2013 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:20,000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ ሕዳር 2, 2013 04:30 ጥዋት
  • ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
  • Print
  • Pdf

1 ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ናይ 2013ዓ/ም ግብሪ ዝኸፈሉ ምኻኖም መረጋገፂ ከቅርቡ ዝክእሉ

2 ጨረታ መኸበሪ ዝከዉን ቢድ ቦንድ 20,000.00 ብሲፒኦ ወይም ብጥረ ገንዘብ ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ ወይም ክኽፈት እንከሎ

3 ተጫረቲ ዋጎኦም ብዝተዓሸገ ኢንቮሎፕ ካብ ጥቅምቲ 03/02/2013ዓ/ም እስካብ 02/03/2013ዓ/ም ካብ 4፡00 ኣብ ዓድዋ ዝርከብ ፋብሪካና ከተቅርቡ ትክእሉ

4 ጨረታ ዝክፈተሉ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ሕዳር 02/03/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 4፡30 ይክፈት

5 ሰነድ ጨረታ ዝርዝር ካብ ቢሮ ፋይናንስ ዘይምስ 50 ብር ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል

6 እቲ ፋብሪካ ዝሓ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

መመለስ
የጨረታ ምድብ