ቤት ፅሕፈት ቤት ማዛጋጃ ከተማ ዓዲ ግራት ነቲ ቤት ፅሕፈት ኣጎልግሎት ዝዉዕል ናይ ኣናእሽተይን ዓበይትን መካይን ዝዉዕል መለዋወጢ ኣቅሑት ካብ መደበኛ በጀት ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጥቅምቲ 4, 2013 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ ጥቅምቲ 18, 2013 08:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:5000.00
  • ቦታ: ዓዲግራት
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ ጥቅምቲ 18, 2013 09:00 ከሰአት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/
  • Print
  • Pdf

1 ግብሪ እዚ ዘመን ዝከፈልኩም በቲ ዘፈር ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም

2 መፍለይ ቁፅሪ ቲን ናምበር ዘለኩም

3 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ መረዳእታ መቅረባይነት ዘቅርቡ

4 ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብኩንሉን ናይ ወርሒ እዋናዊ 2012ዓ/ም ዲክለር ዝገበሩኩም

5 ሰነድ ጨረታ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 03/02/2013ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 17/02/2013ዓ/ም ሰዓት 11፡30 ዘይምለስ 50 ብር ብምክፋል ምዉሳድ ትክእሉ

6 መኸበሪ ጨረታ 5000.00 ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ

7 ሳንዱቅ ጨረታ 18/02/2013ዓ/ም ሰዓት8፡30 ተዓሺጉ በቲ ዕለት ሰዓት 9፡00 ይክፈት

8 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 45 23 86 /03 44 45 32 28

መመለስ
የጨረታ ምድብ