ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲ ዓዲግራት ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ዲዛይንን ህንፀትን ኣብ ቀበሌ 06 ዝርከብ ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ት/ቲ ዋላኹ ከፀግን ስለዝደለየ ዉልቀ ደቀቅቲ ኣናእሽተይን ትካላት ንግዲ ከምኡ እዉን ሕ/ስ/ማሕበራት ብብርኪ 8ተ BC ወይ ድማ GC ናይ ተኻናተርቲ ፍቃድ ዘለኩም ክትወዳደሩ ይዕድም
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥቅምቲ 3, 2013 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ ጥቅምቲ 18, 2013 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: ዓዲግራት
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:200.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ ጥቅምቲ 18, 2013 04:30 ጥዋት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/
  • Print
  • Pdf

1 ሕጋዊ ናይ ተጫረቲ ዝርዝር መዐቀኒ ዘማላእኩምን ፍቃድ ዘለኩምን

2 ሰነድ ጨረታ ዘይምለድስ 200 ቅርሺ ብምክፋል ካብ 28/01/2013ዓ/ምክሳብ 17/02/2013ዓ/ም ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ካብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲ ዓዲግራት ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ዲዛይንን ህንፀትን ቢሮ ቁሪ 302 ምዉሳድ ትክእሉ

3 እቲ ጨረታ 18/02/2013ዓ/ም ሰዓት  4፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲ ዓዲግራት ዝተረከብሉ ይክፈት

4 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

መመለስ
የጨረታ ምድብ