ተ | ዝርዝር ኣቁሑት | መዓቀኒ | በዝሒÂ | መብረሂ |
1 | ኣዲሲ ጎማ ምስካላመደርያ | ቁፅሪ | 30 | 7.5 x16 በዓል 12 ክሪ |
Â
- ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቓድ ዘሐደሱ::
- ናይ ግብሪ ከፋልነት መፍለይ ቑፅሪ (TIN NO) መረዳእታ ከቕርቡ ዝኽእሉ::
- ናይ ቫት ዝተመዝገብሉ መረዳእታ ከቕርቡ ዝኽእሉ::
- ናይ መቕረባይነት ምዝገባ መረዳአታ ከቕርቡ ዝኽእል::
- ናይ ጨረታ መኽበሪ ቢድቦንድ ንኤሌክትሮኒክስÂ 5000 / ብር ሓሙሽተ ሽሕ/ Â ብቤት ፅሕፈት ማሕበር ልምዓት ትግራይ ሽም ብ CPO ከትሕዙ ዝኽእሉ::
- ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ን ቢድቦንድን ማሕተም ገይሮም ብኢንቨሎፕ ብምእሻግ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት እስካብ 6 መጋቢት /2008 ዓ/ም ስዓት 8:30 ቀትሪ ኣብ ቤት ፅሕፈትና ቑፅሪ 400 ዝርከብ ናይ ጨረታ ሳፁን ኣታዊ ክገብር ይግባእ::
- ናይቲ ኣቅሓ ዝርዝር ድሌት መግለፂ ቤት ፅሕፈትና ካብ ዘቅርቦ ናይ ዋጋ መቅረቢ ቅጥዒ ወፃኢ ዋጋ መሊኡ ዘቅርብ ተቐባልነት ይብሉን
- እቲ ጨረታ መጋቢት 6 /2008 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ ሰዓት 9:00 ድሕሪ ቐትሪ ኣብ ቢሮ ቑፅሪÂ 415Â ኩሎም ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብዝተረኸብሉ ይኽፈት ::
- Â ሰዓራይ ምስዓሩ ምስተገለፀሉ ኣብ ዉሽጢ 20 መዓልቲ ሓቲሙ ከረክብ ዝኽእል:;
- ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
- ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪÂ 03 44 40 99 23Â ምድዋልይከአልእዩ:;
Â
Â
Â
ድሕሪት- ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
- ኮንስትራክሽን (1047)
- ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4462)
- ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
- ሕርሻ (512)
- ህንፃ መሳርሒ (7194)
- ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
- ምምካር (180)
- ትምህርቲን ስልጠና (199)
- ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
- ምግብን መስተን (515)
- እግድ (40)
- ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
- ፈርኒቸር (1283)
- ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
- ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
- ጥዕና (266)
- ናገዛ ኣቁሑት (88)
- ኢንሹራንስ (4)
- ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
- መሬትን ሊዝን (59)
- ፅገና (833)
- ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
- መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
- ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2986)
- መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
- ምስሊን ቀረፃን (23)
- ስራሕቲ ሕትመት (1658)
- ስራሕቲ ምልላይ (83)
- ክራይ (737)
- መሸጣ (1182)
- ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
- መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
- ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
- መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
- ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
- ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
- ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
- መኽዝን (33)
- ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
- ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
s