ኣብ ቢሮ ፀጥታ ምምሕዳር ብ/ክ/መ/ትግራይ ብናይ 2013ዓ/ም በጀት ዓመት ንቢሩኡ ግልጋሎት እትህብ ሃርድ ቶፕ መኪና ሞዴል 79 ታ/ቁፅሪ 0086 / ክላክስ Horm ኦርጅናል በዝሒ 02/ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ከእድግ ስለዝደለየ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥቅምቲ 3, 2013 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ጥቅምቲ 5, 2013 04:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ጥቅምቲ 5, 2013 04:32 ጥዋት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/
  • Print
  • Pdf

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎን ናይ 2012/ዓ/ም ንግዲ ዘሐደሰን ዘይምለስ ምስ ፎቶ ኮፒ አተሓሒዙ ዘቕርብ

2 ቲን ናምበር ዘለዎን መቕረባይነት ዝተመዝገበን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ዘቕርብ

3ፕሮፎርማ ኣብ አየር ዝፀንሓሉ ካብ ዕለት 02/02/2013ዓ/ም ክሳብ ዕለት 05/02/2013ዓ/ም ይከዉን

4 ፕሮፎርማ ዝረኣየሉ ዕለት 05/02/2013ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ይከዉን

5 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ስልኪ ቁፅሪ 03 44 40 99 47 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

መመለስ
የጨረታ ምድብ