ጥላሁን ይግዛዉ ቴክኒክን ሞያን ኮሌጅ 2013 ንመኪናን ንሞተር ሳይክልን / ሞተር ዘይት ፣ ፍሬን ዘይት ፣ ግሪን ፣ ሜሪ ዘይት ፣ ናይ ዳሽ ቦርድ ቅብኣት ፣ ሞተር ዘይቲ በዓል ሓደ ሊትር ፣/ ዝዉዕል ዝስዕብ ንብረት ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ስለ ዝኾነ ድማ ዝምልከተኩም መቕረብቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም
  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ መስከረም 29, 2013 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ጥቅምቲ 3, 2013 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ጥቅምቲ 3, 2013 04:02 ጥዋት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን ዝተሓደሰ መቅረባይነት ሰርትፊኬትን

2 ናይ ግብሪ ከፈላይ መለለይ ቁፅሪ

3 ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 28/01/2013 ክሳብ 02/02/2013ዓ/ም ኣብ ኣየር ይዉዕል ዕለት 03/02/2013 ሰዓት 4፡00 ተወዳደርቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

4 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 47 77 18 28 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

መመለስ
የጨረታ ምድብ