ማእኸል ምርምር ሜካናይዜሽን ሕርሻን ኢነርጅን ገፀርን ኣብ 2012ዓ/ም ብዝተፈቀደሉ ብናይ መደበዓ በጀት መሰረት ናይ መኪና ክራይ ሰርቪስ ታክስ 12ተ ሰብ ትሕዝ ብፕሮፎርማ ክካረ ስለ ዝደለየ
  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ መስከረም 27, 2013 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ መስከረም 29, 2013 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ መስከረም 29, 2013 04:30 ጥዋት
  • መኪና ክራይ/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ክተቕርቡ እትክእሉ

2 ናይ ኢንሽራንስ ሰርተፊኬት ኮፒ ክተቕርቡ ትክእሉ

3 ናይ ዋንነት መኪና ሊብሬ ኮፒ ክተቅርቡ እትክእሉ

4 እቲ ፕሮፎርማ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ጊዜ ካብ ዕለት 26/01/2013ዓ/ም እስካብ 29/01/2013ዓ/ም  እናመፃእኩም ምዉሳድ ትክእሉ

5 እቲ ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 29/01/2013ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ድማ በቲ ዕለት ኮይኑ ሰዓት 4፡30 ኣብ ማእኸል ምርምር ሜካናይዜሽን ሕርሻን ኢነርጅን ገፀርን ይክፈት

 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 03 48 99 03 10 ምሕታት ይክኣል

መመለስ
የጨረታ ምድብ