ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝዉዕል ዲኮር ተዓዲጉ ንክቐርብ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ መስከረም 26, 2013 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ መስከረም 27, 2013 02:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ መስከረም 27, 2013 02:02 ጥዋት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/
  • Print
  • Pdf

1 ሕጋዊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፈቃድ ምቅራብ ዝክእል

2 ግብሪ ከፋሊ በቲን ንምኻኑ መረዳእታ ዘቅርብ

3 ናይ ተወዳደርቲ ድርጅት ማሕተምን ፌርማን ይገበር

4 ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ግዜ ካብ ዕለት 25/01/2013ዓ/ም ክሳብ 27/01/2013ዓ/ም

መመለስ
የጨረታ ምድብ