ትካልና ፋብሪካ እምነበረድ ሰማያታ ኣብ ግልጋሎት ዝወዓሉ ዝተፈላለዩ ናይ ዓበይትን ኣናእሽተይን መካየን ጎማ ፣ ቾርኬ ባትርን ፣ ዝተቓፀለ ዘይቲ ኦልዮ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም መስከረም 23, 2013 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ መስከረም 29, 2013 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:1000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ መስከረም 29, 2013 04:30 ጥዋት
  • ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/
  • Print
  • Pdf

1 ን ጨረታ መኸበሪ ብር 1000.00 ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ቅድሚ ጨረታ ምከፋቱ ምስ ኣብ ፖስታ ዝተዓሸገ መጨረታ ዋጎኦም ሓቢሮም ናብ ነዚ ጨረታ ተባሂሉ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ከእትዉ ዝክእሉ

2 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ካብ ትካልና መምርሒ ዕደጋን ቀረብን ቢሮ ቁፅሪ 102 ምዉሳድ ዝካኣል እንትከዉን ንተጫረቲ ዘቅርብዎ ዋጋ ናይ ሓደ ዋጋ ክከዉን ኣለዎ

3 አዚ ጨረታ ምልክታ ከብ ዝወፀሉ ዕለት 21/01/2013ዓ/ም ክሳብ 29/01/2013ዓ/ም ኣብ አየር ዝፀንሕ ኮይኑ ዕለት 29/01/2013ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ቅ/ቀትሪ ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

4 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብመሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

መመለስ
የጨረታ ምድብ