በዚ መሰረት ተጫረቲ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ መመዘኒ ረቆሒታት ብምምላእ ኣብቲ ጨረታ ንክትሳተፉ ይዕድም
1 ተጫረቲÂ እዞም ዝስዕቡ ሰነዳት ዋኑኡን ቅዳሕን ከተቅርቡ Â ትኽእሉ
- ዝተሐደሰ ናይ 2008 ዓ/ም ናይ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ
- ተወሳኪ እሴት ታክሲ(VAT)ምምዝጋቦም ዘረጋግፅ መረዳእታ
- ናይ ጥሪ 2008 ዓ/ም ወርሓዊ ድክለራስዩን ዘርኢ መረጋገፂ::
- Â ንምህላዎም መረጋገፂ::
- ኣብ ናይ መንግስቲ መቀረብቲ ዝርዝር ዝተመዝገቡ ንምኾኖም ዘረጋግፅ ወረቐት ምስክር::
- ተጫረቲ ንሕድሕድ ጨረታ 50.00 ብር ብምክፋል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ካብ 18 ለካቲት 2008 ዓም ክሳብ 2 መጋቢት 2008 ዓምÂ ናይ መለዋወጢ አቁሑት ካብ 21 ለካቲት 2008 ዓም ክሳብ 6 መጋቢት 2008 ዓም Â ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ኤጀንሲና ቢሮ ቁፅሪ 14 ምርካብ ይኽእሉ::
- እቲ ጨረታ ኣብቲ ናይ መወዳእታ ዕለት ሰዓት 400 ተዓፅዩ ሰዓት 430 ይክፈት
- ተጫረቲ ናይ ጨረታ ዉሕስና ንፅሕፈት መሳርሒ ብር 3000.00 (ሰለስተ ሽሕ ብር) ንመለዋወጢ አቁሑት 4000 ቅርሺ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ብስፒኦ ወይ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ናይ ባንኪ ዉሕስና ከቅርብ ኣለዎ::
- ኤጀንሲና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::
- ተጫረቲ ተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344 41 85 15 ወይ 0344 41 85 14 ብምዳዋል ምሕታት ይኽእሉ::
መመለስ