1 ሕጋዊ ንገዲ ፍቃድ ዘለዎን ናይ 2013 ዓ/ም ንግዲ ፈቃድ ዘሐደሰን ዘየምለሰ ፎቶ ኮፒን ዘቅርብ
2 ቲን ናምበር ዘለዎምን ኣብ መቅረባይነት ዝተመዝገበን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ከቅርብ ዝክእል
3 ቫት ዝተመዝገበን ናይ ወርሒ ናሓሰ 2013 ዓም ቫት ድክለረሽን ዝገበርሉ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ከቅርብ ዝክእል
4 ተጫረቲ ኣብ ዘቅርብዎ ዋጋ ቫት ሓዊሱ ክከዉን አለዎ
5 ናይ ጨረታ መክበሪ ቢድ ቦንድ ሕጋዉነቱ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ወይም ብጥረ 16,000.00 ብር ብሽም ቤት ፅሕፈትና ክትሕዝ ዝክእል
6 ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ዶክመንት ሰነድ ካብ ቤት ፀሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ አፅቢ ኣብ ጥቃ ኢትዮጰያ ንግዲ ባንክ ኮይኑ ቢሮ ቁፅሪ 03 ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ር 100 ብር ብምክፋል ትወሰዱ ትክእሉ
7 ተጨራታይ እቲ ዐይነት ንብረት ብንፀር በቲ ዝወፀ specification ናይ ሐደ ዋጋ ጠቅለላ ዋጋን ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ኣብ ዝተኣሸገ ፐስተ መሊኡ ኦርጅናልን ፎቶ ኮፒን ነንበይኑ ዓሺግኩም ኦርጅናል ኮፒን ተባሂሉ ኣብ ፖስታ ይፀሐፍ
8 እቲ ጨረታ ብዝትፋለለዩ ምክንያት ከዛበዑ ዝፍትኑ ተጨረቲ እቲ ቤት ፅሕፈት ከብ ጨረታ ወፃኢ ገይሩ ዘትሐዝዎ ትሕጃ ናብ መንግስቲ ካዝና አታዊ ብምግባር ንቀፃሊ ከይሳተፉ ይገበር
9 ተጫረቲ ድሕሪ ጨረታ ሰጥን ምክፋተ ጨረታ ኣይሳተፍን ምባል ኣይፍቀድን ከምኡ ንብዝበለ ዘትሓዞ ትሕጀ ናብ ቤት ፅሕፈትና ኣታዊ ብምግባር ንቀፃሊ ከይሳተፍ ይግበር
10 ተጫረቲ ኣብ ዘቅርብዎ ኮፒ ደኩመንት ኣብ ዝባን ዝተዓሸገ ፖስታ ሽሞምን ፌርሞአምን ማህተምን ከስፈሩ አለዎም
11 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዘ ን 30 መዐልቲ ይከዉን
12 እቲ ቤት ፅሕፈት ከሊእ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን በሙሉእ ናይ ምስረዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
13 እቲ ጨረታ ዕለት ዕለት 21/01/2013 – 20/02/2013 ኩሉ ግዘ አብ ስራሕ ሰዓት
14 እቲ ጨረታ ዕለት ዕለት 20/02/2013 ልክዕ ሰዓት 8:00 ተዓፅዮ በቲ ዕለት 20/02/2013 ሰዓት 8:30 ተጨረቲ በዕሎም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ከምአወን ዝተማልአ ደኩመንት ኣብ ዝቀረበሉ ይክፈት
15 ኣብቲ ልዕል ኢሉ ዝተጠቀሰ ሰዓት ባዓሎም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም እንተዘይተረኪቦም ቤት ዕዩና ጨረታ ፐስተ ምክፋት መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
16 ናይ ቅሬታ ጥርዓን ዝቀርበሉ ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ናይ ስራሕ ሰዓት ይከዉን
17 ዘሸነፈ ተጫራታይ ድሕሪ ናይ 3ተ ናይ ቅሬታ መዓልቲ ኣብ ዉሽጢ 3ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእልን ድሕሪ ዉዕሊ
ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 43 40 00 31 /09 14 16 12 43
መመለስ