ኮሌጅ ትምህርቲ መምህራን ኣመራርሓ ትምህርትን ዓብይ ዓዲ ናይ ኮድ 4-00890 ትግ ዝኾነ ሞዴል ስካንያ ሞርኮ ፓሎ F94.H.B ኣዉቶብስ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ በቲ ዘርፉ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩም ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈልኩምን ክትወዳደሩ ንዕድም
  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ መስከረም 22, 2013 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ መስከረም 25, 2013 06:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ መስከረም 25, 2013 04:30 ጥዋት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/
  • Print
  • Pdf

1 ሕድሕድ ተወዳዳሪ ንግድ ፍቃድ ቲን ናምበር

2 ዝታሓደሰ ናይ መቕረባይነት ሰርተፊኬት ዘቕርብ

3 ፕሮፎርማ ጨረታ ክፍቲ ኮይኑ ዝፀንሓሉ ካብ ዕለት 21/01/2013ክሳብ 25/01/2013ዓ/ም ሰዓት4፡00 ዝክፈተሉ ዕለት 25/01/2013ዓ/ም ሰዓት 4፡30

4 ኦርጅናል ንብረት ከቕርብ ይግባእ

5 እቲ ትካል ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

መመለስ
የጨረታ ምድብ