ንኤጄንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ቡንባ ኣቅሑት ፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን መቕረባይነትን

2 ናይ ግብሪ ከፈላይ መፍለይ ቁፅሪ ቲን መረዳአታ

3 ተጫረቲ በቲ ዝቀረበ ዝርዝር ስፔስፊኬሽን መሊኡ ከቅርብ ዝክእል

4 መቕረብቲ ካብ ዕለት 19/01/2013ዓ/ም ክሳብ ዕለት 21/01/2013ዓ/ም ሰዓት 11፡30 ሰነድ ፕሮፎርማ ኣብ ስራሕ ሰዓት ክተወስዱ ትክእሉ

5 ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 22/01/2013ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተወዳደርቲ ወይ ወኮልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት

ተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 63 80

መመለስ
የጨረታ ምድብ