ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ዓድዋ ነቲ ወረዳ ንአገልግሎት ዝውዕሉ ፣መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኤሌክትሮኒክስ ፣ ኣቅሑ ፅሬት ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል ፣ ጎማ መኪና ፣ ኣዝርእቲ ፣ መሳርሒ ሕርሻ ዝኣመሰሉ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ይደሊ።

1 ናይ ዉሽጢ ዓዲ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም መቅረባይነት ዝተመኸዝገቡ

2 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ ዋናን ዘይምለስ ቅዳሕን ከቅርቡ ዝክእሉ

3 ተጫረቲ ዉሽጢ ዓዲ ናይ 2012ዓ/ም ግብሪ ናይ ምክፋል ግብኦም ዝሓዙ

4 ተጫረቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ምዝጉባትን ናይ ወርሒ ሓምለ 2012ዓ/ም ሒሳብ ዘፍለጡን መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእል፤

5 መከበሪ ጨረታ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሰርቲፋይድ ቼክ ስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ኮይኑ ንመሳርሒ ፅሕፈትን፣ መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል፣  ጎማ መኪና ንሕድሕድ 10000 ሽሕ ቅርሺ፣ ኤሌክትሮኒክስን ኣቅሑ ፅሬትን 5000 ቅርሺ፣  ኣዝርእቲ 3000 ቅርሺ ፣ መሳርሒ ሕርሻ 2000 ቅርሺ ከትሕዝ ዝክእል፤

6 ሰነድ ጨረታ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ካብ ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ዓድዋ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ምምሕዳር ንብረትን ወረዳ ዓድዋ ዘይምለስ 60 ቅርሺ ብምክፋል ክወስዱ ይክእሉ

7 ናይ ፅሕፈትን መሳርሒ ዘብቀዐሉ ዕለት 09/02/2013 ዓ/ም ሰዓት 3:15 ተዓፅዩ ኣብ ተመሳሳሊ ሰዓት 3:30 ቅድሚ ቀትሪ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

8 ንኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስን ኣቅሑት ፅሬትን መቅረቢ ጨረታ ዘብቀዐሉ ዕለት ዕለት 09/02/2013 ዓ/ም  ሰዓት 5:15 ተዓፅዩ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት5:30 ድሕሪ ቀትሪ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

9 ንሞተር መቀያየሪ ኣቅሑት ጎማ መኪናን  መቅረቢ ጨረታ ዘብቀዐሉ ዕለት ዕለት 09/02/2013 ዓ/ም  ሰዓት 8:15 ተዓፅዩ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት8:30 ድሕሪ ቀትሪ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

 10 ንሕርሻ መሳርሕን ኣዝርእትን መቅረቢ ጨረታ ዘብቀዐሉ ዕለት ዕለት 09/02/2013 ዓ/ም  ሰዓት 10:15 ተዓፅዩ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት10:30 ድሕሪ ቀትሪ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

11 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ።

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 03 42 71 76 43/03 42 71 21 60ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s