ደስታ ኣልኮልን መስተታትን ፋብሪካ ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕበር ጥረ ኣቅሓ ሒዞም ዝመፁ ዝተፈላለዩ ዓቐን ዘለዎም ባዶ መትሓዚ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ መስከረም 19, 2013 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ መስከረም 25, 2013 02:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ መስከረም 25, 2013 02:02 ጥዋት
  • ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/
  • Print
  • Pdf

1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ን ምዝገባ ቲን ቁፅሪን ዘለኩም እዚ ጨረታ እዚይ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ዝርዝር ንብረት ዝገልፅ ሰነድ ካብ ፋብሪካኖ ቢሮ መምርሒ ፋይናስ ምዉሳድ ንሕድሕድ ንብረት እትዕድጉሉ ዋጋ መሊእኹም ብስም ብዝተዓሸገ ፖስታ ክተቕርቡ እትኽእሉ ምኻንኹም እናዓደምና ትካል እቲ ጨረታ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ /03 44 42 12 88

መመለስ
የጨረታ ምድብ