ኤጄንሲ ፕሮሞሽን ምህርቲ ዕደጋ ሕርሻ ክልል ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ፓርትን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ስለዚ መቕረብቲ ተወዳደርቲ እናዓደምና
  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም መስከረም 16, 2013 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ መስከረም 18, 2013 03:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ መስከረም 18, 2013 03:32 ጥዋት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/
  • Print
  • Pdf

1 ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ግዜ እቲ ምልክታ ካብዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 18/01/2013ዓ/ም ሰዓት 03፡30 ይዕፀዉ

2 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 18/01/2013ዓ/ም ንጉሆ ሰዓት 3፡30

3 ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ቁፅሪ መቕረባይነት መረዳእታ ምስቲ ፕሮፎርማ ኮፒ አተሓሒዙ ከቕርብ አለዎ

4 ማህተም ዝዓሮፎን ዝተዓሸገን ፖስታ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 50 30

መመለስ
የጨረታ ምድብ