ቤት ማዛጋጃ ክ/ከተማ ሓድነት ኣብ ክ/ከተማ ሓድነት ዘሎ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዱሩ ከስርሕ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም መስከረም 16, 2013 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ መስከረም 29, 2013 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:5000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:100.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ መስከረም 29, 2013 04:30 ጥዋት
  • ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
  • Print
  • Pdf

1 በቲ ዘፈር ፍቃድ ዘለኩም ናይዚ ዘበን ግበሪ ዝከፈልኩም ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ፈቃድ ንግዲ መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ማለት እዉን ቲን ናምበር

2 ምስክር ወረቀት መቅረባይነት ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስን ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ተወሳኪ እሴት ታክስ ሒሳብ ዘፍለጥኩምሉ መረዳእታ ተቅርቡ

3 ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ማዛጋጃ ክ/ከተማ ሓድነት ኣብ ክ/ከተማ ሓድነት ካብ 14/01/2013ዓ/ም ጀሚሩ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ይካኣል

4 መኸበሪ ጨረታ ስፒኦ 5000.00 ቅርሺ ከትሕዝ ዝክእል

5 ሰነድ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 29/01/2013ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

6 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 48 41 90 18

መመለስ
የጨረታ ምድብ