ዞባ መቐለ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረት ምምሕዳርን ካብ መደበኛ በጀት 2013ዓ/ም እዞም ዝስዕቡ ናይ ፅገና ግልጋሎት/ ኤሌክትሮኒክስ/ ን ክ/ከተማታትን ዞባን ቤት ፍርዲ ዝዉዕል ናይ ፅገና ኣጎልግሎት አወዳዲሩ ዉዕሊ ክኣስር ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ መቕረብቲ ክተማልእዎም ዝግባኡ ረቓሕታት እዞም ዝስዕቡ እዮም
  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም መስከረም 16, 2013 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ መስከረም 19, 2013 10:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ መስከረም 19, 2013 10:02 ከሰአት
  • ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/
  • Print
  • Pdf

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎም ኮይኖም ናይዚ ዘበን ግብሪ ከፊሎም ንግዲ ፍቃዶም ዘሐደሱ

2  ናይ መቕረብቲ ሰርተፊኬት ከቕርብ ዝኽእሉ

3 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለዩ ቁፅሪ ቲን ናምበር መረዳእታ ከቅርቡ ዝኽእሉ

4 ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 15/01/2013ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 9፡00 ይኸዉን

5 ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 19/01/2013ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 10፡00 ይኸዉን

6 ቢሮና ዝሓ መማረፂ እንተረኺቡ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ነቲ ፕሮፎርማ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኺ ሓበሬታ 03 44 40 51 65 /03 44 40 50 93

መመለስ
የጨረታ ምድብ