ኣብ ክፍለ ከተማ ሓወልቲ ቤት መዘጋጃ ከይዲ ስራሕ ሓ/ል/ፅባቐ ከተማ ኣብ 2013ዓ/ም ኣብ ክፍለ ከተማ ሓወልቲ ደረቅ ጋሓፍን ናይ ፅሬት ስራሕቲ /ካብ ገዛ ንገዛን ጎዳናታትን ትካላት ጓሓፍ ምልዓል ፣ ድሬነጅ ፀረጋ ፣ ክፍቲ ቦታታት ፣ ሽንጥሮታት፣ ምልዓል ዝሞቱ እንስሳት/ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለ ዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም
  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ መስከረም 15, 2013 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ጥቅምቲ 6, 2013 08:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:50,000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:200.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ጥቅምቲ 6, 2013 08:30 ከሰአት
  • ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት/
  • Print
  • Pdf

1 ብስራሕቲ ፅሬት ሕጋዊ ፍቃድ ዘለዎም

2 ናይ 2012/13ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱን  ፈቃድ ዘሐደሱን

3 ቫት ተመዝገብቲ ዝኾኑን ናይ መወዳእታ ቫት ሪፖርት ዘቅርቡን

4 ኦርጅናል ዶክመንትን ፎቶ ኮፒን ከቕርቡ ዝክእል

5 ኣብ ፍትሒ ዝፀደቀ መተሓዳደሪ ደንቢ ከቅርብ ዝክእል

6 ናይ መቕረባይነት ሰርተፊኬት ከቅርቡ ዝክእሉ

7 ዝቀረበ ዋጋ ብዝተቀመጠ ስፔስፊኬሽን ከቕርብ ዝክእሉ

8 ተጫረትቲ 50,000.00 ቅርሺ መኸበሪ ጨረታ ብስፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ

9 ጨረታ ዕለት 15/01/2013ዓ/ም ክሳብ 06/02/2013ዓ/ም ጨረታ ሰነድ 200ቅርሺ ብምግዛእ ምዉሳድ ትክእሉ

  10 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 06/02/2013ዓ/ም ሰዓት 08፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 8፡30 ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት

11 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ ተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0342405587

መመለስ
የጨረታ ምድብ